መቐለ ሆስፒታል ጎሚስታ : ህንፃ ኣቅሑት : በዓል ስፖንጅ ወንበር : ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት APTS Regester /ብፕሮፎርማ አወዳደሩ ከገዝእ /ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2016 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ኣብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ከፒ ከቅርብ ዝክእል

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 9/7/2016 ዓም ክሳብ 11/7/2016 ዓም ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 3:30 ይክፈት

3 ተጫረቲ ዘሸነፍዎ ኣቅሑት ሰዓርቲ ምካኖም ካብ ዝተፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ደብዳቤ ካብ ዝበፅሓኩም መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ትካልና ብናይ ባዕለኩም ትራንስፖርት ኣታዊ ክትገብሩ ዝክእሉ ሰሪሖም ከረከቡ ዝክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

5 ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ አለዎ

6 ዝምላእ ዋጋ መቐለ ሆስፒታል ኣብ ዝዳለዎ ቅጥዒ ክከዉን አለዎ

7 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ናይ ጎሚስታ ስራሕቲ ምስዝሰዓረ ዉዕሊ ብምእሳር ዝፍፀም ይከዉን

ጨረታ መደብ

s