ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ህ/መሳርሒ ማይ ብቦቲ ከቅርብ ዝክእልን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 9, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /ቲን/ መረዳታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር /Specification/ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 አብ ዝርዝር መቅረቢ ዋጋ ማሕተም ናይ ድርጅትኩም ክዓርፎ አለዎ

5 መቅረባይነት ካብ ዕለት 9/7/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 11/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

6 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 12/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ተወከለቶም ኣብ ዘለወሉ ይክፈት እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከለቶም እንተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን

7 ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እነተዘይ ተረኪቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን

8 ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝገበረ ተወዳዳሪይ ትካል ካብ ዉድድር ወፃ ይከዉን

ኣድራሻና ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 107 ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ር ንብረት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪቁፅሪ 03 42 40 63 80 ብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይከኣል

ጨረታ መደብ

s