ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ህፃናት መግቢ ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 11, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ህፃናት መግቢ  ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ተጫረቲ ዘማልእዎ ዝግበኣኩም ረቃሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል።

2. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ ጥራሕ) ::

3. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወ ዝኮነ::

4. ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት06/07/2016ዓ/ም-11/07/2016 ዓ/ም ይከውን::

5. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ::

6. ብ ባንኪ ዝተረጋገፀ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል::

7. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/07/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት11/07/2016ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና

ይከውን::

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልኣለዎ::

ጨረታ መደብ

s