ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያትን ክልል ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2016 5:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 6, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ነዞም ኣቅሑት ክተቅርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ክሳብ 9/7/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
2 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2016 ዓም
3 (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን
4 ኣብ ናይ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም
ተቁ | ዝርዝር ንብረት | ዝርዝረ መግለፂ | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1 | ናይ ድ/ት ቤርንግ | 90080 - 36206 | ቁፅሪ | 01 | ||
2 | ኣከሰል ሲል LAN 25 | 90310 – T0006 | ቁፅሪ | 01 | ||
3 | ግለዉ ፕላግ | 19850 -54140 | ቁፅሪ | 04 |
መተሓሳሰቢ - 1 ተወዳደሪ ተዓዋታይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓለቲ እቲ ንብረት ከቅርብ አለዎ
2 ሰዓራይ ንዘሸነፎም ኣቀሑት ናብ ቤት ዕዩና ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ
3 ተወዳዳሪያ ዘቅርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ዉዕሊ የገልግል