ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዝተፈላለዩ ናይ ብሎኬትን ታራዞን ሞልድታት ዝሰርሐሉ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 6, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 3, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ መከፍሊ መለለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል
4 እዚ ፕሮፎርማ 6/7/2016 ዓም ድ/ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ኣብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት
5 ተወዳዳራይ ቅድሚ ዋጋ ምምላእ ብኣካል መፂእካ ናይታ ማሽን ዓይነት ክሪኡ አለዎም
6 ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምካኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ስራሕ ክጅምር ዝክእል
7 ተወዳደርቲ ቅድሚ ዋጋ ምምላእ ብኣካል መፂኦም ናይታ ማሽን ዓይነት ከሪኡ አለዎም
8 ተወዳደርቲ ኣብ 2ይ ገፅ ተዳለዩ ዘሎ ሰደቃ ነንሕድሕድ ዋጋ ከቅመጥ አለዎ
9 ካብ ናይ ባዕልና መምልኢ ፎርም ወፃኢ ዝመልአ ተወዳደሪ ተቀባለነት የብሉን
10 ማእከል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
11 እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ዉዕሊ የገልግል