ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መብሰልን መመገብን ኣቅሑት: ካልሲ :ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብአትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 4, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 22, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
ሎት 1 መብሰልን መመገብን ኣቅሑት ሎት 2 ካልሲ ሎት 3 ተሽከርከርቲ ዘይትን ቅብአትን
1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ( ቲን) ናይ መቅረባይነት ፈቃድይዕድም
4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ንሕድሕድ ብር 200 ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 22/6/2016 ዓም ክሳብ 4/7/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገልፅ እዚ ጨረታ መጋቢት 4/2016 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
5 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
መተሐሳሳቢ ሐደ ተጫራታይ በዓል ዋና ወይ ተወካሊ መካኑ ዘርእይ መረዳእታ ብምሓዝ ንሐደ ሎት ሐደ ሰነድ ጨረታ ጥራሕ ይዕደግ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912 0914008595 0920426802