መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ሆቴል ማነጅመንት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 19, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 14, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለኩም

2 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩም

3 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ /TIN / ዘለኩም

4 2% withholding tax ክከፍል ዝክእል

5 ዝቀረቡ መረዳእታት ኮፒ ብግልፂ ዝንበብ(ዝረኣዩ) ክኮኑ አለዎም

6 ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ካብ ዕለት 14/6/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 18/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ መቀለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

7 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 19/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 አብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዳይሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 08 ይክፈት

8 ተጫራታይ እዚ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ዕለት ናይ ምርካብ መሰሎም ዝተሐለወ ኮይኑ ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ግን እቲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

9 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓርክሙዎ ንብረት ኣታዊ ክተገብሩ አለኩም

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ እዩ

11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጊዜ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን2ተ ተከታተልቲ መዓልቲታት ይከዉን

12 ኣብ ጨረታ ቅጥዒ ካብ ሰፐስፌክሽን ወፃኢ ምፅሓፍ ስርዝ ድልዝ ከምእዉን ተመሳሳሊ ኢልካ ምምላእ ኣይፍቀድን

ንዝበለሐ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 45 92 ደዊልካ ምሕታት ትክእሉ

ጨረታ መደብ

s