ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ሽረ ኣክሱም ዓብይ ዓዲን ካልኦት ከተማታትን የሳልጦ ኣብ ዘሎ ናይ ልምዓት ስራሕቲ ክሰራሐ ዝክእላ ሰለስተ ኤክስካቫተር : ሽድሽተ ሎደር : ሓምሳ ሰለስተን ገልባጭ መኪና ማለት እዉን ዳምፕ ትራክ : ሓሙሽተ ናይ ማይ ቦቲ ማለት እዉን ዋተር ትራክ ተካሪዩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይተገለፀን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይተገለፀን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ የካቲት 12, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 እዚ ዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ መፂእኩም ፃዉዒትና እናቅረብና ኣብ ነብሰ ወከፍ ወርሒ ዝተሰርሐ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 15 / ዓሰርተ ሓሙሽተ / ዝክፈል ምኮኑ ክነፍልጠኩም ንፈቱ - ክማለአ ዝግብእ ረቆሒ
1 ናይ ባዕል ዋንነት ደብተር ማለተ እዉን ሊቭሬ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደሰ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ቁፅሪ ሰርተፈኬት ከቅርብ ዝክእል
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408700