ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ አቅሑት ናይ ጉልበት ዋጋ ሓዊሱ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 8, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

1 ብዘርፉ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ክተቅርቡ ትክእሉ

3 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝሓዞ ኮፒ

4 ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

5 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

6 ዝተኣዘዘ ስራሕምስ ንብረቱ አሸናፊ ኮይኖም እንትቀርቡ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ የረከቡ

7 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 7/6/2016 ዓም ክሳብ 12/4/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ይከዉን

8  ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስ/ቁ 0344418556 ወይም 0914786075

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቁፅሪ

መጠን

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

Relay

90987-02006

pcs

02

2

Side Mirror LH side

87940-34460

pcs

01

ናይ ጉልበት ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

ጨረታ መደብ

s