መንበሪ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋሀዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኮሚቴ ህፁፅ ሐገዘ ብድርቂ ንዝተጠቀዑ ወገናትና ሐገዝ ዝዉዕል ማሽላ ባሕሪን /ዕፉን 1ይ ደረጃ : ክክዕ 1ይ ደረጃ : ዘይቲን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 27, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቐኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ማሽላ ባሕሪ / ዕፉን

ኩ/ል

1350

2

ክክዕ

ኩ/ል

135

3

ዘይቲ / ሐፋስ በዓል 20 ሊትሮ ጀሪካን

ቁፅሪ /ጀሪካን

202.5

በዝሒ /መጠን  ከም በጀቱ/  ኣድላይነቱ ክዉስክ / ከቅንስ ይክእለ እዩ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ / ሰርተፈኬት ዘለዎ

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማሕተም ፊርማን ስልኪ ቁፅሪን ክህልዎ ይግባእ

4 ዝተመልአን ዝተዓሸገ ፖስታ ፕሮፎርማ ናብ አቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ መቐለ ከተቅርቡ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 22 ክሳብ 27 /5/2016 ዓም ኮይኑ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቐተሪ ተዓፀዩ 27/5/2016 ዓም ሰዓተ 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

ብንተወሳኪ ሐበሬታ 0924295752  / 0914731541  /0930371420

ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ጨረታ መደብ

s