ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ኤሌክትሮኒከስ ፅገና ዝዉዕል ናይ ፕሪንተር መለዋወጢ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 10982 ግ/ል/ት ዕለት 22/5/2016 ዓም ብልምዓታዊ ትልሚ ቴክኖሎጂን ሐበሬታን ዳታ ቢቤዝን ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 24/5/2016 ዓም ሰዓት ኣይተገለፀን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 24/5/2016 ዓም ሰዓት ኣይተገለፀን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 22, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክእል ዘይተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘቅረበ ተወዳደሪ ተቐባለነት የብሉን / ካብ ዉድድር ወፃኢ / ይግበር
2 ግብሪ ከፋሊ /ቲን/ ንምካኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝክእል
3 ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባለነት የብሉን
4 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
5 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
1 | Kyocera Ecosys p2040DN | Pcs | 6 |
NB ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ዉድድር ወፃኢ ዝግበር ምካኑ ንሕብር
ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት 22/5/2016 ዓም ክሳብ 24/5/2016 ዓም
ኣድራሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ስቁ 0344407335