ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ልተጠቀሱ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝይደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2016 4:20 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 10, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed


ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቐኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ ዋጋ
1ሞርሴታቁፅሪ30
2ካዎ በዓል 8ሜትሮ40 ሜትሮ

እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/05/2016 ዓ/ም እሳብ 14/05/2016 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ክሳብ 4፡00 ናብ ቤት ፅሕፈትና እና መፃእኩም ክተቅርቡ ትክእሉ፡፡

1. ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ፍቓድ ብግዲ ዘለዎ

2. መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪT/ ሰርትፍኬት ዘለዎ

3. ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ስልኪ ቑፅሪን ክህልዎ ይግባእ

4. ትካልና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ብኣካል ቐሪብካ ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s