ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ EPOX Floor and water proof Betmx work ማለት እዉን materials and maintenance ብጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ንግዲ ዝተዋፈርኩም ኣቅረብቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 25, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 7, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

1 ናይ 2015 ዓም/2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ወይ እዉን ቲኦቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

 2 ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 25/5/2016 ጀሚሩ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 25/4/2016 ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:15 ሰዓት ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋበሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085

ጨረታ መደብ

s