ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ፉርስካ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳአታ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል
3 እዚ ፕሮፎርማ 30 /4/2016 ዓም ድ ሐሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ኣብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት
4 ተወዳዳሪይ ሰዓሪ ምኮኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
5 ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
6 እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ዉዕሊ የገልግል
7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0914755232
ተቁ | ዓይነት አቅሓ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ፍሩስካ | ኩል | 50 | ብ ስታንዳርድ መሰረት ትካልና ብዝደልዩ ፅሬት ዘቅረብ |