ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንሆቴል ኣብርሃ ካስትል ፅገና ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ሰራሚክ ኣቅሑትን ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 3, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 23 ታሕሳስ 2016 ዓም ከሳብ 3 ጥሪ 2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ላጪ ኣብ ዝረከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ቢሮ ብምቅራበ ኩሉ ግዘ አብ ስራሐ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና እቲ ጨረታ 3 ጥሪ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ማለተ እዉን 3 ጥሪ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓተ 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝክፈት ምኮኑ ክንገልፅ ንፈቱ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s