ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ
ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/04/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮለጅና ብምውሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 22/04/2016ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | |||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||||
| 1 | ደቂቅ ሚስማር | በዓል 4 | ኪ/ግ | 3 | ||||||
| 2 | ናይ ኮንኪሪት ሚስማር | ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 30 | ||||||
| 3 | መሸገጥ | ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 45 | ||||||
| 4 | ደቂቅ ቡለን | ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 300 | ||||||
| 5 | ሚስማር | በዓል 12 | ኪ/ግ | 04 | ||||||
| 6 | ሚስማር | በዓል 10 | ኪ/ግ | 04 | ||||||
| 7 | ተንጠልጣሊ ቁልፊ | ማእከላይ | ቁፅሪ | 45 | ||||||
ተተሓሒዞም ክቐርቡ ዝግበኦም መረዳእታታት
✓ ዝተሓደሰ ምስ ዘቕርብዎ ንብረት ዝተተሓሓዘ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ፎቶኮፒ ት
✓ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን/ መረዳእታ ፎቶኮፒ፣ ከቕርቡ ይግባእ፡፡
✓ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ፡፡
✓ ሰዓሪ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ 2' መዓልቲ ከረክቡ ይግባእ፡፡
✓ ክፍሊት ዝፍፀም እቲ ንብረት ብዝምልከቶ ኣካል ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበ/ ኣታዊ ምስተገበረ ይኸውን
✓ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 2 ተከታታሊ | ማዓልቲ ይኸዉን
✓ እዚፕሮፎርማ ከምውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ብሕጊ ዘገድድ ምዃኑ ፈሊጦም ዋጋ ክትመልኡ ይግባእ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 19/04/2016ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/04/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/04/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ ኣብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይፍፀም
✓ ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ /09 14 34 99 54/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡