ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ዝተፈላለየ ዓይነታት በዝሒን መጠንን ዘለዎ ጎማታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 30, 2016 9:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ---
bidding: search status closed
ብመሰረት እዚ ክተቅርቡ እትደልዩን/ እትክእሉን ተጫረቲ ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 17 ታሕሳስ 2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዓም ክሳብ 29/ታሐሳስ/2016 ዓም ላጪ ካብ ዝረከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ሓላፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ሱር ኮንስትራክሽን ክፍሊ ዕደጋ ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረት ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ንዕድም