ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ላፕራቶሪ መሳሪሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 27, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 40,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ስለዚ እዚ ዝስዕብ ሮቋሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

3 ናይ ግብረ ከፍልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መክብሪ ብር አርባዓ ሽሕ /40,000/ ከድሕዙ ዝኽእሉ

5 ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቅረባይ እንተሸኒፉ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ

6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/04/2016 ዓም ዝፀንሐ ኮይኑ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 4:00 ይክፈት

7 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ 27/04/2016 ሰዓት 3:30 ኣብ ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

8. ናይ ጨረታ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s