ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 27, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል አብ ከተማ መቀለ ኮይኑ ኣብ ቤት መቀለ መድን ካብ ኢንሹራንስ ምድሪ ቤት ዝርከብናይ ንግዲ ጉና ቢሮ ዋና ካብ 19/3/2016 ዓም ከሳብ 26/3/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ እናገለፅና ጨረታ ዝክፈተሉ 27/3/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይከዉን
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብሞባይል 0914708814 /0914012682 /0913967695