ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፅጥታን ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋለለዩ ኤሌክትሮኒስክ :ኣቅሑ ዝተፋላለዩ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሪየት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሕዳር 15, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ቫት ተመዝገብቲ ምካንኩም መረጋገፂ ዘቅርብ
2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
3 ናይ ግብሪ ክፈሊ ሰርተፈኪት /ቲን/ ንናይ መቅረባይ ፈቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም
4 ብምክኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ግዚ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፈሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 13/3/2016 ዓም ክሳብ 23/3/2016 ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገለፅ
እዚ ጨረታ 23/3/2016 ረፋድ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912 / 0914008595 / 0920426802