ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋለለዩ ሃለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 18, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ንግዲን ቫት ተመዝገብቲ ምካንኩም መረጋገፂ ዘቅርብ

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግበሪ ከፋላይ ሰርተፊኬት /ቲን/ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ጊዜ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 11/3/2016 ዓም ክሳብ 18/3/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእተዉ ከም ትክእሉ ይግለፅ

5 እዚ ጨረታ መስከረም 18/3/2016 ዓም ረፋድ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስርዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408912  /  0914008595 / 0920426802

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s