ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ Refreshment item ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 14, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ናይ ዘእተዉዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት  CPO ከትሕዝ ዝክእል

3ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሐለወ ዝኮነ

4 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30

5 ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/3/2016 ዓም ክሳብ 14/3/2016 ዓም ይከዉን

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 14/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 14/3/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከዉን

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

8 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ

9 ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

ጨረታ መደብ

s