ቢሮ ጉዳይ መናኣሰይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ካብ 20/2/2016 ዓም ክሳብ 27/2/2016 ዓም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ምዉሳድ ትክእሉ
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27 /2/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ዕለት 27/02/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት
3 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ አለዎም
4 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
5 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን
6 ተወዳደርቲ እቲ መልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክከዉን አለዎ ቫት የወስክ ምባል ተቀባልነት የብሉን
7 ሰዓራይ ኣካል ዘሸነፎም ኣቁሑት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ብቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ትክክለኛነትም ምስተረጋገፀ ናብ ኮሚሽን ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ይገብር