ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ፡ አዉቶ መካኒክስ፡ ኤለክትሪክሲቲ ፡ኤለክትሮኒክስ ፡ጋርመንት ፡መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኮምፒተር አክሰሰሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 28, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
ስለዚ ኣብዚ ዝወዳደር ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ ከማልኡ አለዎም
1 ብዘይካ ናይ ጋርመንትን ናይ ኤለከትሮኒክስን ካልኦት ዝተረፉ መሳርሕታት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክኮኑ ይግባእ
2ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘለዎም
2 ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን/ ታክሲ መኽፈሊ ቑፅሪ /TIN NO መቕረባይነት ከቕርብ ዝኽእል::
ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋዉሐሉ ካብ ዕለት 28/06/ 2008ዓ/ምÂ ክሳብ ዕለት 13/07/2008ዓ/ም Â ሰዓት 900 ድሕሪ ሰዓት ዘይምለስ 50 ብር/ ዒስራ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዓድግራት ፖ/ቴ/ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12ተ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ እናዳዓደምና ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13 /07/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ስ ኮይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 13/07/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ምዃኑ ንገልፅ::
ንተወሳኪ ዝርዝር ሐበሬታ ስቁ 03 44 45 21 74 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Â