ትካልና ኣብርሃ ካስትል ናይ 2015 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ብባዓልሞያ ሒሳብ ስራሕቲ ሒሳቡ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተአሸገ ዋጋ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 20, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
ጨረታ ዝቀርበሉ ግዚ ካብ ዕለት 16/02/2016 ዓ/ም ክሳብ 20/02/2016 ዓ/ም ቦታ ኣብ ሆቴልና ሒሳብ ክፍሊ ወይ ጋሻ ተቀባሊ/ Reception/ ተቅርቡ ምኳንኩም እናገለፅና ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/02/2016ዓ/ም ዓት 4:00 ትቀርቡ ምኳንኩም ነፍልጥ።
ምስ ሰላምት