ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ጨንፈት መኮኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ብጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእን ክነሕትም ስለ ዝደለና ካብ ዕለት 24 /06 /2008 ዓም ክሳብ 05 /07 /2008 ዓም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተቁ | ዓይነት ንብረት | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ |
1 | ቦቲ ጫማ | 12 | Â | Â |
2 | LapTop core i3 Laptop core i5 | 2 2 | Â | Â |
3 | ቦታ ግብሪ | 150 | Â | Â |
4 | ብኪራይ ናይ ዝመሓደሩ ናይ ከተማ ቦታ ምስክር ወረቀት | 2000 | Â | Â |
5 | መመዝገቢ ቅጥዒ | 3000 | Â | Â |
6 | መአዘዚ ቅብሊት | 150 | Â | Â |
ስልኪ ቁፅሪ 0346640346