ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ግልጋሎት ዝዉዕል መካይን ናይ ኢድ ዋጋ ብጨረታ መሰረት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን
2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
4 ጨረታ መኸበሪ 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን
5 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ መቐለ ጥዕና ቢሮ ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ
6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእሉ
7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ዕለት ካብ 20/02/2013ዓ/ም ስካብ 4/03/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 እንትከዉን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 4/03/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ለምልም ካርል ሆስፒታል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ይኸዉን
9ጨረታ እንትክፈት ባዕሎ ወይም ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
10 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
11 እቲ ስርዝ ድልዝ እንተየሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 47 56 74