ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ኣብ መክዘን ዘለኩም ክዕድግ ይደሊ 1 ሃንድ ሎረር በዝሒ 10 ፣ 2 አየር ኮምፕረሰር በዝሒ 03 ፣ 3 ቶታል ስቴሽን ሴት ዊዝ ኦል ኣክሰሰሪስ በዝሒ 04 ፣ 4 ሴቲንግ ዊዝ ኦል ኣክሰሰሪስ በዝሒ 04፡ 5 ኤሌትሪካል ጀነሬተር 250 ኬቪኤም በዝሒ 03 እዞም ዝስዕቡ ክተቅርቡ እትክአሉ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2013 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 11, 2013 11:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 21, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዕላላ ሰሜን መኝታ ቤት ክፍሊ ዕደጋ 1ይ ፎቅ ክፍሊ ዕደጋ ቁ 102 ኣብ ኣ.ኣ አብ ጎኒ ሜጋ ህንፃ ዝርከብ ናይ ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ክፍሊ ዕደጋ መበል 12 ደብሪ ቢሮ ቁ 1208 ካብ ብሬድድዮ ካብ ዝተጋወሐሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ መዓልታት ክሳብ 10/03/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ምዉሳድ ይካኣል
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 13 57 14 76 /09 10 87 98 42 /09 73 03 62 43