ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ካብ ዘለዉ ዘገልገሉ ቱቦታትን ብረትን ፣ መገጣጠምታት ትቦን ፣ ቁርፅራፅ ትቦታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2013 7:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 18, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት
1 ስለዚ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ይኩን ዘይብልኩም ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ቅርሺ) እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 18/02/2013ዓ/ም ክሳብ 27/02/2013ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ክፍሊ ቁፅሪ 07 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል
2.ሰንዱቅ ጨረታ 27/02/2013 ዓም ሰዓት 7:30 ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፈት መሰሉ ሕሉዉ እዩ
3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 47 73 05 77/03 47 73 02 69