ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ኣዉቶብስ ኪራይ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት
2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ
3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት3፡30 ይኽፈት
4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 43 46/ 03 44 40 36 63