ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ቀይሕ ጣፍ 13 ኩንታል ½ / ዓሰርተ ሰለስተ ኩንታልን ፈረቓን/ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 24, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 13/02/2013ዓ/ም ዓ/ም እስካብ 23/02/2013ዓ/ም ይከዉን
5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 23/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት6፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ