ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን ኤሌክትሮድን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝርዝር ኣቅሑ ማይካ 220 *220 በዝሒ 6 ስክረዉ ኤም 5 ብ 25 ሚሜ በዝሒ 2 ሲልከን 12 ዌልዲንግ ሼልድ 10 አየር ኮንድሽነር ኮምፕረሰር ኦይልፎር ኣር 134 ኤ በዝሒ 25 ትሪትድ ሎክ 180 ስቶፕ ሊ 175 ሶንዶርሊንግ 1 ሚሜ በዝሒ 10 ሶልደሪንግ ቤስት በዝሒ 10 ሶልደሪልንግ ዋየር 1 ሚሜ በዝሒ 10 በነቲረቲንግ ኦይል 200 ኤሌትሪክ ኦኬ 2.5 ብ 350 በዝሒ 800፡ ኤሌክትሮድ ኦኬ 3.2 ብ 400 በዝሒ 753 ፣ ኤሌክትሮድ ኢ 6013 ፎርሚድ ስቲል 3.2 ብ350 ሚሜ በዝሒ 800 ፣ ኤሌክትሮድ ሆልደር 800 ኤኤም በዝሒ 16 ፣ ታየር ገጅ 12 ባር በዝሒ 4፣ ላፒንግ ኮምፓዉንድ በዝሒ 15
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 26, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡሉ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 2% ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣሎዎም
3ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
4ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 26/02/2013ዓ/ም ኣብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ 26/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡15 ረፋድ ይክፈት
6 ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 58 06/ 03 48 40 03 62