ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮሮም ኣብ 2013ዓ/ም ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 መገጣጠምን ቱቦን ቆፃርን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ / ፓምፕ/ ሎት3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት በቢ ዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 5, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 26/02/2013ለዓ/ም ክሳብ 03/03/2013ዓ/ም  ኣብ ዘለዉ 15 መዓልታት ኮይኑ እቲ ጨረታ ሓሙስ 04/03/2013ዓ/ም  ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

2 ተጫረቲ ከማልኡዎ ዝግባእ ረቃሕታት ኣብ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይካኣል

3 እቲ  ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ አንተረኩቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 51 00 48 /03 45 51 00 20

ጨረታ መደብ