ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ጎማ መኪና ብፕሮፎርማ አወዳዲርካ ክንገዝእ ንደሊስለዚ አብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2013 3:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን
3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2012/13ዓ/ም ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ
4ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/02/ 2013 ዓም ክሳብ 13/02/2013 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ
5 ፕሮፎርማ ዕለት 16/ 02/ 2013ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447