ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ን ኣጎልግሎት ቤት ዕዩኡ ዝዉዕሉ ፣ኣቅሑት ቢሮን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ መስከረም 2013ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብ
2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርቡ
3 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ዘለዎን ዘቅርብ
4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም
5 መኸበሪ ጨረታ ፣ኣቅሑት ቢሮን 5,000 .00 ቅርሺ ፣ ኤሌክትሮኒክስን 8,000 .00 ቅርሺ ፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ምስ መረዳእታ ጨረታ ብዝተዓሸጉ ፖስታ አተሓሒዞም ከቅርቡ ኣለዎም
6 ተወዳደርቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 15 ብናይ ባልሎም መጓዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርቡ
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 12/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 27/02/2013ዓ/ም ሰዓት4፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 30 መዓልታት ይከዉን
9 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77