ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሳይክል ተወዳደርቲ /ስፖርተኛ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዕጥቂ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 12, 2013 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2013 2:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ምቅራብ ዝክእል
2 ግብሪ ከፋሊ በቲን ንምኻኑ መረዳእታ ዘቅርብ
3 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፌርማን ይገበር
4 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም ክሳብ 12/02/2013ዓ/ም
5 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 73 35