ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቀለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ዘስላሴ ቁፅሪ ገዛ 98 ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ንግዲ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 24, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ሰብነት ዝተወሃቦ ናይ ንግዲ ትካል ክኽዉን ኣለዎ
2 ነቲ ገዛ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ አፀጊኑ ክካረ ዝክእል
3 ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ክትወስዱ ትክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ተባሂሉ ኣብ ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 09/02/2013 ክሳብ ዕለት 23/02/2013ዓ/ም ምእታዉ ይካኣል
5 እቲ ጨረታ ዕለት 24/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
6 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000 ሰለስተ ሽሕ ብስፒኦ ወይ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም
7 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ - ኣብ 03 44 41 85 14/109 ምሕታት ይካኣል