ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንምስፍሕፋሕ ኢንተርኔት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕል ናዉቲ ክዕድግ ይደሊ ስለዝኮነ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 9, 2013 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል
2 መለለዩ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም
3 እዚ ፕሮፎርማ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
4 ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ
5 ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ
6 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::
7 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ዕለት 09/02/2013 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345599847 ምድዋልይካኣልእዩ