ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጵያ ኣብ ሓፁር ዘሎ ባሃር ዛፍ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክንሸይጥ ስለዝደለና እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 18, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በቲ ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ/ዎን
2 ናይ 2012ዓ/ም ፍቃድ ዘሐደሰን
3 ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
4 ባህር ዛፍ ባዕሎም ቆሪፆም ክወስዱ ዝክእሉ
5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8:00 እንትከውን እቲ ጨረታ ድማ ድሕሪ ሓደ ሰዓት 17/02/2013ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብዎ እቲ ጨረታ ይክፈት፤
7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፤
ኣድራሻ- ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጰያ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀበሌ 18 ፊት ሸባ ኣካዳሚ
ስ.ቁፅሪ 0344-409442/410810 ምድዋል ይከኣል፤