ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን ግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕል መዐቀኒ ሙቀት /ቴርሞ ሜትር/ ( Infrared front head thermometr ) በዝሒ 05 ክዕድግ የደሊ ስለዝኮነ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 7, 2013 4:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 መለለዩ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 እዚ ፕሮፎርማ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

4 ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ

5 ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

6 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::

7 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ዕለት 07/02/2013 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345599847 ምድዋልይካኣልእዩ

ጨረታ መደብ