ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓወልቲ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 25, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
2 ናይ 2012/13ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን
3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ናይ መወዳእታ ቫት ሪፖርት ዘቕርቡን
4 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘቅርብ
5 ናይ ጨረታ መኸበሪ 10,000.00 ከትሕዙ ዝክእሉ ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ድማ ጥረ ገንዘብ ምትሓዝ ይካኣል እዩ
6 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 04/02/2013ዓ/ም ክሳብ 25/02/2013ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምግዛእ ይከኣል
7 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 25/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሽዑ 4፡30 ዝክፈተሉ ይኸዉን
8እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 66 27/03 42 40 55 87