ኣልመዳ ፋብሪካ ዓለባ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 2, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 2, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ናይ 2013ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ምኻኖም መረጋገፂ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ጨረታ መኸበሪ ዝከዉን ቢድ ቦንድ 20,000.00 ብሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ወይም ክኽፈት እንከሎ
3 ተጫረቲ ዋጎኦም ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ካብ ጥቅምቲ 03/02/2013ዓ/ም እስካብ 02/03/2013ዓ/ም ካብ 4፡00 ኣብ ዓድዋ ዝርከብ ፋብሪካና ከተቅርቡ ትክእሉ
4 ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሕዳር 02/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት
5 ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ካብ ቢሮ ፋይናንስ ዘይምስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
6 እቲ ፋብሪካ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ