መምርሒ ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ፅሬት ኣቅሑትን ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2013 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ መቅረባይነት ንግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ከቀርቡ ዝክአሉ
3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም
4 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ
5 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፌርማን ሙሉእ ኣድራሻን
6 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/02/2013ዓ/ም ክሳብ 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 10፡00
7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/02/2013ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-415026 ምድዋል ይከኣል፡፡