ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፡ ካልኦት ሃለቅቲን ቀወምትን ኣቅሑት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ጎማን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ዘርፉ ፍቃድ ንግድን ናይ መቅረብቲ ወረቀት ምስክርን ዋናን ቅዳሕን
2 መለለይ ቁፅሪ ግበሪ ከፋላይነት ማለት እዉን ቲን ናምበር ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን
3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅርብሉ ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን
4 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2012ዓ/ም ኣታዊ ወርሓዊ ዝገበርሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን
5 መከበሪ ጨረታ ምድብ 1 5000 ቅርሺ፣ ንምድብ 2 1500 ቅርሺ፣ ምድብ3 3000 ቅርሺ ፣ ምድብ 4 3000 ቅርሺ ምድብ 5 15000 ቅርሺ ምድብ 6 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከቅርብ ዝክእል
7 ናይ ጨረታ ሰነድ 02/03/2013ዓ/ም ክሳብ 16/02/2013ዓ/ም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት ምዉሳድ ይይካኣል
8 እቲ ጨረታ 16/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
9 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
09 23 41 41 42 /09 10 66 16 12 /09 10 37 32 57