መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ኩባንያ ዝተፈላዩ ኣቅሑትን ቦልት ኔትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብቅዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ እተዘርዙ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 12, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 30, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ተጫቲ መኸበሪ ጨረታ ናይቲ ክፍሊት መአዘዚ ወይ ድማ ስፒኦ 100,000.00 ቅርሺ ንዝወዳደሩ ናይ ኣቅሓ ዓይነት ከተሓሕዙ ይግባእ
3 እቲ ጨረታ 11/02/2013 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ዕለት 12/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
4 ሰነድ ጨረታ እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ካብ መስፍን ቤት ፅሕፈት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ምዉሳድ ይክእሉ
5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ መቐለ-0344407374/09 14 74 85 14 / ኣ.ኣ 01 14 70 83 65/0 9 14 72 65 41