ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ መለስ ኣካዳሚ ናይ ዉሽጢ መንገዲ ህንፀት ፕሮጀክት ንዝተፈላዩ ናይ ዝተፈላዩ ናይ ጋራዥ ኣቅሑ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየን ቲን ናምበር ዘለኩም ኣብ ናይ መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2013 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 30, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 03/02/2013ዓ/ም ሰዓት10፡00 ድ/ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 67 27

ጨረታ መደብ

s