ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 2, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 29, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ዘቅርብ
3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት
4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ክሳብ 02/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ቅ/ሰዓት ክተቅርቡ እትኽእሉ
5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 28/02/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምም/ዳር ቢሮ ቁፅሪ 317 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ