ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ ብማሽን ካዕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 26, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መስከረም 23, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቕረባይነት መረዳእታ ምስክር ወረቀት

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ክሳብ 25/01/2013ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

3 ደረጃ 11 ዘለዎ ፣ 2ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ  

4 እዚ ፕሮፎርማ እዚ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 47 02 79 /09 23 30 12 33

ጨረታ መደብ

s