ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ትእምት ንስራሕቱ ዝዉዕሉ ናይ ሰርቨር ኮምፒተርን አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 10, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 10, 2013 6:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ ቫት ተመዝገብቲን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ተዛመድቲ ኣቅሑትን ንምቅራብ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ናይቲ ዝድለ ናዉቲ ዝርዝር መግለፂ/ ስፔስፊኬሽን ዝሓዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 20  ተኸታተልቲ መዓልታት ካብ ቤት ፅሕፈት ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ እስካብ 10 /02/2013ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ንይ ቀትሪ ክትወዳደሩ ንዕድም

ስ.ቁ 03 42 40 97 23/03 44 40 99 62

ጨረታ መደብ

s