ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መድሓኒታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለዝደለየ ብቅዓት ዘለኩምን ኣብዚ ዘርፊ ናይ መከፋፈሊ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 22, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
bidding: search status closed
1 ናይዚ ጨረታ ተሳተፍቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ምግዲ ፍቃድን ከቕርብ ዝኽእል
2 ተጫረቲ ኦርጅናልን ኮፒን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ታክሲ ከፋሊ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ብምሓዝ ንዚ ዝተዘጋጀወ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 01/10/2020-07/10/2020ዓ/ም/ፈ ኣብ ትካልና ዕደጋን ቐረብን መምርሒ ኮርፓሬት እናቀረቡ ክወስዱ ይክእሉ
3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 01/10/2020-07/10/2020ኣ/ፈ ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ
4 ጨረታ ዕለት 08/10/2020ኣ/ፈ ሰዓ 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ወኮቶም ኣብ ዘለዉሉ ይኽፈት
5 ተጫረቲ ብር 25,000 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ዓሺጎም ብ ስፒኦ ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብ ብ ፖስታ ዘይተዓሸገ ተቀባልነት የቡሉን
6 ትካልና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ +251 -03 42 40 02 65 /41 50 74